ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ኣባላት ሰራዊት ሓርነት ኦሮሞ ምዃኖም ዝጥርጠሩ ዕጡቓት ንኣስታት 19 ተሓባበርቲ መንግስቲ ዝኾኑ ኣባላት ሚሊሻ ቐቲሎም ካልኦት ብርክት ዝበሉ ድማ ሃለዋቶም ከም ...
ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶኒዮ ጉተረዝ ኣብ ዓመታዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራትን መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃን ንምስታፍ ኢትዮጵያ ኣትዩ። ኣብ ማሕበራዊ ገጻት ኤክስ ንምምጻእ እቲ ዋና-ጸሓፊ ...
ሃገራዊ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኤርትራ 2024፡ ሰንበት 20 ጥቅምቲ ኣብ ዞባ ደቡብ ከተማ ደቀምሓረ ተኻይዱ። ኣብዚ 21 ኪ/ሜ ዝሸፈነ ናይ ጽርግያ ውድድር፡ ኣትለት ዞባ ደቡብ ኣፈወርቂ ብርሃነ ...
ከባቢያዊ ሰበስልጣን ክልል ደቡባዊ ኢትዮጵያ 17 ጥቅምቲ 2024 ኣብ ዞባ ጋሞ ካብ ዓቐን ንላዕሊ ሰባት ፅዒና ኣብ ቀላይ ጫሞ ካብ ዝጠሓለት ጀልባ ዝሞቱ 13 ሰባት ናይቶም 12 ሬሳ ምርካቦም ገሊፆም ...
ናይ ሎሚ ዓመት ክራማት ኣብ ክልል ትግራይ ተስፋ ዘለዎ ኾይኑ፡ ሓረስቶት ገና ሕርሻኦም ስለ ዘይሓፈሱን ናይ ዝሓለፈ ዓመት ድርቂ ድማ ንሎሚ ዓመት ስለ ዝፀለዎ፡ ቁጽሪ ተፀበይቲ ሓገዝ ክሳብ ሓሙሽተ ...
Mozambique: Riot police fired tear gas to disperse a small crowd in Maputo after two of opposition leader Venancio Mondlane’s ...
U.S. envoy Amos Hochstein visited Lebanon on Monday amid Biden administration efforts to halt the fighting between Israel and ...
ፖሊስ ሞዛምቢክ ነቲ ኣብ ምርጫ ተፍፂሙ ዝተባህለ ምትላል ድምፂ ንምቅዋም ሰልፊ ንምክያድ ዝተታሕዘ መደብ ስዒቡ ኣቐዲሙ ድኳናት ኣብ ዝተዓፅውሉ ሎሚ ሰኑይ ኣብ ማፑቶ ዝተኻየደ ተቃውሞ ንምብታን ዘንብዕ ...
(Baltic Sea) ሎሚ ሶኑይ ኣመሪቓ። ኣብቲ ከባቢ ምስ ሩሲያ ወጥሪ እናወሰኸ ይኸይድ ኣብ ዘለሉ እቲ ወታሃደራዊ ምትሕብባር እውን እናዓበየ ይኸይድ ኣሎ። ሚኒስተር ምክልኻል ጀርመን ቦሪስ ...
ፈለማ ኣብ 1984 ተሓቲማ፡ ካብ ኣንበብቲ ነዊሕ ተኸዊላ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ ኤርትራ ብመገዲ ኣሕተምቲ ሕድሪ ደጊማ ኣብ 2016 ዝተሓትመት መጽሓፍ “መግዛእቲ ስኞራ፡” ንውልቃዊ ተመኵሮ ደራሲ ኣብ ...
ክፍለ ግዝኣታት ፍሎሪዳ፣ ኖርዝ ካሮላይናን ጆርጂያን ብኣማኢት ዝቑፀሩ ሰባት ዝቐተለን ብዓሰርተታት ቢሊዮናት ዶላር ዝግመት ንብረታት ዘዕነወን ክልተ ዓበይቲ ህቦቡላ ካብ ዘስዓቦ በሰላ ንምሕዋይ ...
Nigeria: At least 140 people, including children, were killed and dozens were injured in the in northern Jigawa State after ...